headloመደበር ታሪኽ ዓይኒ ምስክር

ልዑላውነት ሃገርና ንምርግጋጽ አብ ዝተገብረ ምርብራብ ዘይተነግረ እምበር ዘይተገብረ ብድሆታት የለን ካብ ዝብል ተግባራዊ ሐቅነት ንዝተገብረ ጅግንነታዊ ታሪኽ ስውአትናን, ውጉአት ሐርነትናን ነባሪ ንግበሮ