ኢሰያስ አስፋሃ

አባል ፈጻሚት አካል ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ሐላፊ ክፍሊ ውደባ ዞባ አውሮፓ

( ሐበሬታ - አብዚ ገጽ እዚ ዝወጽእ ዘበለ ኩሉ ንምውካስ ብቀጥታ ምስ በዓል ጉዳይ ዝኮነ አካል ማለት አብላዕሊ ተጠቒሱ ዘሎ ስም ክትውከሱ ይኽአል)

አቦወንበር ሰልፊ ዲሞክራሲ ህዝቢ ኤርትራ ንሐደ አባል ፈጻሚት አካል ካብ ስልጣኑ አደስኺሉ እንቋዕ እዃ እቲ ውዕሊ ብስእሊን ብድምጽን ተሰኒዱ 'ሎ በልካ በዓል ኢንታስ ሞስቆርዎሪ

ዕላዊ መግለጺ

ኦዲቶርያል ቦርድ ግንባር ቶሮንቶ ካናዳ

ምድስካል አቶ ኢሰያስ አስፍሃ ብአቶ ው/ኢየሱስ ዓማርን ጭፍርኡን

ዝበደሀ አኼባ መሰረታት ሰልፊ ህዝቢ ዲሞክራሲ ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ

አቦ ወንበር አቶ ወልደየሱስ ዓማር

ካብ ቀዳማዩ ዳሕራዩ ገደደ