ሰብ ዝረኽቦ!!                              ብገዛኢ ኪዳነ  ሰላም ክቡራት ተኸታተልቲ መርበብ ኢንተርነት፣ ኩነታት ሃገርናን ህዝብናን ኣብ ኣዚዩ ዘሻቕል ኩነታት በጺሑ ከም ዘሎ ንኹልና ብሩህ ኢዩ። ይኹን እምበር ኣጸጋሚ ኩነታት ሃገርና ካብ ተረደእና መፍትሒኡኸ እንታይ ኢዩ ኢልና ሕቶ ነልዕል እሞ፣ ናይ’ቲ ጸገም ፈታሕቱ ደኣ ንሕና ኤርትራውያን ኢና ኢዩ እቲ መልሲ። እሞ ናይ …

ዳስ ሓውያ (ሞይታ) ዳስ ሓውያ ብሓንቲ ዘፈር ጠጢዓቀዳማይ ክፋል ብኑራ ሑሴን

ዳስ ሓውያ (ሞይታ)ዳስ ሓውያ ብሓንቲ ዘፈር ጠጢዓ ቀዳማይ ክፋል ኣብ ኤርትራ ብፍላይ ክኣ ኣብ ከበሳ፡ ሓደ ዳስ ሓውያ ዝብል ቢሂል ኣሎ። ብዙሓት ደቂ’ቲ እዚ ዳስሓውያ ዘበለ ዛንታ ዝተሰርሕሉ ከባቢ ከም ኣብነት ዘግልገልሉ ኣዘራርባ’ውን እዩ። ብተወሳኺ እዚ ከም ምድጋም ቃል ወይድማ ከም ምስላ ዓይነት ጥራይ ዝግለጽ ዘይኮነስ፡ ከም ኣብ ሓደ እዋን …

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱንውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱንውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 14 ክፋል  10/12/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ መሊሱ ክገድድ …

ምስጢራዊ ዜናታት ደንበ ህግደፍ

ምንጭታት ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራስያዊ ለውጢ ካብ ውሽጢ ኤርትራ፡- ብመሰረት ስምምዕ ጉጅለ ህግደፍን መንግስቲ ኢራንን ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ብጀካን’ቲ ዝተዋህቦም ሰለስተ ደሴታት፡ ከም ራብዓይ መደበር ኣብ ገምገም ባሕሪ ኣብ መንጎ ገልዓሎን ማርሳ ፋጥማን ዝርከብ ዓኬሎ ዝተባህለ ቦታ፡ ቅድሚ ሕጂ ኢራናውያን ዝነበርዎን ተዓጽዩ ዝነበረን ዳግማይ ተዋሂብዎም ምህላዉ፡ በዚ መሰረት ከኣ ካብ ኢራንን …

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም መበል 13 ክፋል 08/12/2013

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም መበል 13 ክፋል   08/12/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ መሊሱ ክገድድ …

ስርሒት ዲምህት ኮሎኔል (ካብ ገዛባንዳ)

ስርሒት ዲምህት  ኮሎኔል (ካብ ገዛባንዳ)   ዲምህት መንዩ? ከመይን ስለምንታይን’ከ ተፈጢሩ? ብዙሕ ምትንታን ዘድልዮን ዘዛርብ ታሪኽ ዘለዎ ጉጅለ ክሳብ ዘይኮነ ግዜ ክነጥፋኣሉ ኣይምተገበአን፡፡ ሕማቕ ዕድል ገይርና ግና ታሪኽ ጀጋኑና፡ ህዝብናን ሃገርናን ጠሊሙ ታሪኽ ንዘይብሎምን ጓኖት ኣሕሊፉ ዝሃበና ሩኹስ መራሒ ክሳብ ዝሃለወና እንከይፈተና ምስዘይመዛርብትና ክንዛረብ ክንግደድ ኢና፡፡ ብኢሳያስ ተፈጢሩ፡ ብኢሳያስ ተጠሚቑ፡ …

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም መበል 11 ክፋል

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      መበል 11 ክፋል         30/11/2013   ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ …

ምንቅስቓስ ንሓድነትን ድሕነት ኤርትራን ንድፊ ሓሳብ

ምንቅስቓስ ንሓድነትን ድሕነት ኤርትራን  ንድፊ ሓሳብ  ሓጺር ገምጋም              ድሕሪ እቲ ኣብ ዓለም መዘና ዘይርከቦ መስዋእቲ ዝተኸፍለሉ ነዊሕን መሪሪን ቓልሲ፡ ህዝቢ ኤርትራ ሓሳቡ ዝነበረ፡ ኤርትራ ሰላምን ምርግጋእን ዝሰፈና፧ ወዲ ሃገር‘ስ ይትረፍ ካልኦት ዘጋታት እኳ፡ ብሰላምን ብኽብርን፣ ብምዓርነትን ፍትሕን ዝነብሩላ ሃገር ምትካል እዩ ነይሩ። ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ ግን እዚ ክቡር ዋጋ …

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም 10ይ ክፋል

ኣውራጃዊ ፖለቲካን በሰላታቱን ውልቃዊ ትዕዝብቲ ታደሰ ኪዳነ   በርሚንግሃም                      10ይ ክፋል         26/11/2013 ሎሚ ህዝቢ ኤርትራ ንመሰረታዊ ሰብኣዊ ክብሩ ክከላኸል ዘይክእል፣ ኣዝዩ ድኹምን ዝተበታተነን ህዝቢ ኮይኑ ኣሎ። እዚ ሎሚ ዘሎ ምትርማስ መሰረቱ ትማሊ ኢዩ። ነቲ ናይ ትማሊ ከም ዘለዎ እንተዘይተዛሪብናሉ ድማ ጽባሕ ንኸይድገም ውሕስነት የብሉን። ንነዊሕ እዋን ስለ ዘይተዘርበሉ መሊሱ ክገድድ …

ደምዳሚ ኣዋጅ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ግ.ሃ.ድ.ኤ.

ደምዳሚ ኣዋጅ 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ማእከላይ ባይቶ ግ.ሃ.ድ.ኤ.  ማእከላይ ባይቶ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ (ማ.ባ.-ግሃድኤ) ካብ ዕለት 11-20/11/2013 ዓመታዊ ካልኣይ ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣቃኒዑ። 2ይ ስሩዕ ኣኼባ ማ.ባ.፣ ሃገርና ኤርትራ ኣብ ኣዚዩ ኣስካፊ ዝዀነ ኩነታት ኣብ ትርከበሉ ዘላ እዋን፣ ጐድኒ-ጐድኑ ድማ ህዝብና ብሓፈሻ መንእሰያትና ድማ ብፍላይ ኣብ …

ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ 2ይን ናይ መወዳእታን ክፋል ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም

ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ 2ይንናይ መወዳእታን ክፋል   ኣብቲ ናይ ትማሊ ጽሑፈይ፣ ጽማቝ ሕግታት ኮሚሽን ስደተኛታት ው. ሕ. ሃገራትን ()፣ ኣብቲ ኣኼባ ብመልክዕ ጭርሖ ዝቐረበ’ሞ፣ ኣብ ተንቀሳቓሲ ፊልም () ዝተቐርጸ፣ ጥርዓናትን ኣቕሪብ ነይረ። እቲ ትሕዝቶ ሓደን ተኣሳሲሩ ክኸይድ ዘለዎን ስለ ዝኾነን፣ ኣንባባይ ዝተኣሳሰረ ሓበሬታ ክህልዎን ድማ ኢየ …

‘ታይ ዝኣበሰ ህዝቢ’ዩ 4ይ ክፋል ወላድ መኻን….

‘ታይ ዝኣበሰ ህዝቢ’ዩ 4ይ ክፋል  ወላድ መኻን…. ወላድ ማህጸን ኣዴታት ኤርትራ መኻን ኣይኮነን፡፡ ፍረ ዘርኢ ጀጋኑ ኣቦታት ቋጺሩ  ንፍሪያት ዝብቐዐ ወላድ ማህጸን እዩ፡፡ ኣዴታት፡ ልግዐ ጸባ ዓንጊለን ኣብ ሕቑፈን ኣማሚቐን ኣብ ዝባነን ራርየን ሓብሒበን ኣዕብየን ጀጋኑ ኣፍሪየን፡፡ ን30 ዓመታት ተጋዲሎም ሓያሎ መስዋእቲ ከፊሎም ህያብ ናጻነት ንህዝቦምን ንወለዶታትን ኣረኪቦም ሓሊፎም፡፡ ኣዴታትና …

ዘሰክፍ ድምጺ ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያ ብ ታደሰ ኪዳነ በርሚንግሃም

ዘሰክፍ ድምጺ  ካብ መዓስከር ስደተኛታት ኤርትራውያን  ኣብ ኢትዮጵያ  ኣብዚ ዝሓለፈ ቅንያት ሓደ ዘሰክፍ ድምጺ ካብቶም ኣብ መዓስከራት ኢትዮጵያ ዝርከቡ ስደተኛታት ኤርትራ ሰሚዐ። ኣዝየ ድማ ሓዚነ። ከም ስደተኛ ጽቡቕን ሕማቕን ጉዕዞ ስደት ስለ ዝረኣኹ ድማ ድምጾም ኣብ ሰራውር ደመይ ክሰርጽ ኣይደንጎየን። እዚ ጽሑፍ’ዚ ድማ ኣብ ግዝይኡ ክቐርብ’ኳ እንተነበሮ፣ ስነ-ስርዓት ቀብርን መዕጸውን …

‘ታይ ዝኣበሰ ህዝቢ’ዩ ወጊድ ንጠንቂ ስደት 3ይ ክፋል

‘ታይ ዝኣበሰ ህዝቢ’ዩ ወጊድ ንጠንቂ ስደት 3ይ ክፋል   ወርሒ መስከረምን ጥቅምትን/2013 ናብ ኢትዮጵያ ዝሰገሩ ኣሕዋትና ብዙሓት እዮም፡፡ ካብ 01 ክሳብ 30/09/2013 ዝኣተው 90% መንእሰያት ዝርከብዎም 2,056 ክኾኑ ከለዉ እቶም 760 ወትሃደራት እዮም፡፡ ካብ ዕለት 01 ክሳብ 15/10/2013 ዝሰገሩ፡- ኣብ 1ይ ሰሙን 564፡ 2ይ ሰሙን 627 እዮም፡፡ ኣብዚ ክለዓል ዘለዎ …

ነቲ ዝጨወየ ነጻነትካ ስዩም ኣብሎ እግሪ እግሩ ሲዒብካ 5/ክፋል ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ወይለኽም ኢሰያሳት ናይ ሃገር ዕንውፋት//  መን ንበሎ ዒንኪላሎ ናይ ሓርነት ደበና የንጸላልው ኣሎ ማንኪ ኣብኣ ትደኻ ይባሃል ኣሎ// ደለይቲ ፍትሒ ቀሪብና ክንዕወት  መርከብ ኮለል ጉዳ ስለ ዝተቐልዔት// ኣይከውንን ከም ዝተማነኻዮ ክኸውንዩ ህዝቢ ዝተጸበዮ ዘበት ደቂስና ምስ ጃንዱኡ ደለይቲ ፍትሒ ከየውደቕናዮ// ጠላም ስርዓትን ካድራቱን  ኣብ ተቓውሞና ከለዉ ውሻላቱን ካብ ጸልማት ናብ …

ናይ መሪር ዝመረረ ክስተት

እቲ ብዕለት 03/10/13 ኣብ ቀላይ ላምፐዱዛ፡ ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ተጛዓዝቲ መንእሰያት ሃገርና ኣሕዋትና ደቅናን ዝወረደ ከቢድ ህልቀት፡ ኣብ ኣእምሮ ህዝብና ብዕምቆት ዘቓዘነ ስምብራት እሕዲሩ ኣሎ። ንሕና ናጻ ማሕበር ድቂ-ኣንስትዮ ኤርትራ ንሰላምን ዲሞራስን ድማ ከም ኣካል ናይዚ ሕ/ሰብ ዝስማዓና መሪር ሓዘን ንገልጽ። እዚ ብስሪ’ቲ ንህዝብና ብሓፈሻ ንመንእሰያትና ድማ ብፍላይ፡ ናብ ከምዚ …

ናይ ሞት‘ሲ ይጽናሕ ናይ ሕልፈት ይበኸ ባይረ ሰረቐ 12.10.2013

ኣብ‘ዚ ቅንያት‘ዚ ኤርትራውያን ደቅናን የሕዋትናን ጽዋእ ናይ ሞት ተዓዲሎም ብጃምላ ኣብ ማእከላይ ባሕሪ ቀለብ ዓሳታት ይኾኑ ኣለዉ። እዚ ንሳልሳይ ጊዜኡ ጃምላዊ ሞት ገዲፍካ ብዘርጠብጠብ ኮይኑም‘በር ኣብ መንገዲ ኤርትራ ንሱዳን፡ ካብ ሱዳን ንሊብያ፡ ካብ ሱዳን ኣብ ሰሃራታት ሲናይ ካብ ኤርትራ ንጂቡቲ፡ ንየመን፡ ንኢትዮጵያ፤ ገለ ብጠያይት ህ.ግ.ደ.ፍ.፡ ገለ ብማይ ጽምኢ፡ ገለ ከኣ …

ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ናይ ኣባላት ስሚናር ብዓወት ዛዚሙ

  ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣንያ ናይ ኣባላት ስሚናር ብዓወት ዛዚሙ ግንባር ሃገራዊ ድሕነት ኤርትራ ጨንፈር ዓባይ ብሪጣያ ካብ ዝተፈላለዩ ከተማታት ዝተሳተፍዎ  ብዕለት 06/10/2013 ዑዉት ናይ ጨንፈር ሰሚናር አሰላሲሉ። ሰሚናር ጨንፈር አብ መጨረሽታ ወርሒ  ጥቅምቲ ንምስልሳል  ከም መደብ ተታሒዙ’ኳ እንተነበረ ብጠለብ አባልት ናይ ጨንፈር ስሚናር  ነዚ ኣብ ገምገም …

‘ታይ ዝኣበሰ ህዝቢ’ዩ? 1ይ ክፋል

‘ታይ ዝኣበሰ ህዝቢ’ዩ? 1ይ ክፋል ኤርትራዊ መንእሰይ ኣያታቱ ዘምጽእሉ ናጽነት ከም ጽቡቕ ዕድል ተጠቒሙ፡ ሕድሮም ተቐቢሉ፡ ሃገሩ ከልምዕ ክልውጥ ህንጡይ ነይሩ፡፡ እንተኾነ ባህጉን ክውንነትን ነንበይኑ ኮይኑ ብኣማኢት ኣሻሓት መስዋእቲ ዝተረኽበት ሃገሩ ካብ ወጋሕትኡ ዕሾኽ ኮይናቶ፡፡ ብሽም ኣዋጅ ሃገራዊ ኣገልግሎት ኩሉ  ግዜ ገደብ ኣብ ዘይብሉ ውትህድርና ተቖሪኑ፡፡ ምስ ኩለን ጎረባብቲ ሃገራት …

ናይ ሓዘና መግለጺ..ኡሉምን ከባቢኣን//

ኣብ ባሕሪ ላምፐዱዛ ብሓደጋ ዝዓረፉ ኣሓትና ምኽንያት ብምግባር ትማሊ ሰንበት/ 13 10 2013 /ኣብ ከተማ ኡሉም ..ካብ ኡሉምን ከባቢኣን ተኣኻኺብና ናይ ሕልና ጾሎትን ዶዓን ድሕሪ ምግባርና >>ሽምዓ ወሊዕና ነንሕድሕና ተጻናኒዕና ንመወቲ ከኣ.. እቲ ኩሉ ዝካኣሎ ፈጣሪ ሰማይን ምድርን ኣብ ገነቱ ክቕበሎም ጾሎትን ዶዓን ገርና.. ንመወት መንግስተ ሰማይ //ንስድራ ቤት መወቲ …